Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ዞባ ደቡብ ኦሞ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 7 ሚሊዮን ብር ዝግምቶም ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ደቡብ ኦሞ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 7 ሚሊዮን ብር ዝግምቶም ሓገዝ ዓይነት ገይሮም።

ነቲ ሓገዝ ዝተቐበላ ሚኒስተር ዲኤታ ሚንስትር ምክልኻል ሃገር ማርታ ሉዊጂ፥ ሓድነት ልኣለዉነት ሃገር ንምሕላው ብቖራፅነት ይኳሻሕ ንዘሎ ጅግና ሰራዊትና ንዝገበርኩምዎ ሓገዝ ልዑል ክብሪ ኣለና ኢለን፡፡

ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ተሓጋጋዚ ተፀዋዒ መንግስቲ ኣይተ ሎቱሩስ ካረ፥ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለና ደጀንነት ንምግላፅ ልዕሊ 7 ሚሊዮንን 136 ሽሕ ብር ግምት ዘለዎም ሓገዝ ገይርና ኣለና ኢሎም፡፡

እቲ ሓገዝ ንምግብነት ዝውዕሉ እንስሳትን ሓገዝ ኾረንሾን ከም ዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.