Fana: At a Speed of Life!

 “ንዑ ናይ ሓባር ገዛና ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ፓነል ዘተ መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ንዑ ናይ ሓባር ገዛና ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ፓነል ዘተ መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ኣብ ሆቴል ካፒታል ዝካየድ ዘሎ እነትኸውን፥ ብማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴርን ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ብሓባር ዘዳለውዎ ኢዩ።

ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ፣ ምሁራን፣ መናእሰይ፣ ጋዜጠኛታትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብቲ መድረኽ ከምዝተረኸቡ ካብ ፓርቲ ብልፅግና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.