Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ብርእሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ ተገይሩሉ።

ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ክሊ ሎጅስቲክስን ትራንስፖርትን ከምኡውን ካልኦት ዛዕባታት ዘተ ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብቲ ክልል ኮሚኒኬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.