Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዙሪያና ዘሎ ዓቕሚ ምልላይ ወሳኒ ፍልጠት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙሪያና ዘሎ ዓቕሚ ምልላይ ወሳኒ ፍልጠት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሓደ እዋን ብሓደጋ ውሑጅ ተቓላዒ ዝነበረ ክልል ዓፋር ከባቢ ማእኸላይ ኣዋሽ፥ ብ20 ሺሕ ሄክታር ሕርሻ ጡጥ ማዕሪጉ ምርኣይ ሓዱሽ ነገር ኢዩ ኢሎም።

እቲ ከበባ ፍራምረ ናይ ምብቋል ዓቕሙ ንክቕላዕ ድማ ዝሓሸ ኣሰራርሓ መስኖ ምትግባር ከምዘድሊ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.