Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትምህርቲ ንኹሉ ክባፃሕ ከምዝግባእ ኣብ መድረኽ ዓለም ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትምህርቲ ንኹሉ ክባፃሕ ከምዝግባእ ኣብ መድረኽ ዓለም ተዛሪበን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ለውጢ ትምህርቲ ኣብ ዝመክር ጉባኤ ብቨርችዋል ኢንተርኔት መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

ኣብ መልእኽተን፥ ንናይ ሓባር ተረባሕነት ሓበራዊ ሓላፍነት ምውሳድ ከምዝግባእ ኣፅንኦት ሂበን።

ነዚ ድማ ናይ ሓባር ስምምዕነት ከምዘድሊ ምሕባረን ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታዬ ኣፅቀስሳሌ ኣፍሊጦም።

ብተወሳኺ ስርዓት ኣወሃህባ ውሳነ እንትቕየር ኣብያተ ትምህርት ከም ፍሉይ ትካል ክሕለዋ ከምዝግበአን ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.