Fana: At a Speed of Life!

ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኣፍረይቲ ወርቂ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሃሰንን ሚኒስትር መዓድን ታከለ ኡማን ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ወርቂ ተዛቲዮም።

ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብቲ ዓውዲ ዝረአዩ ማሕለኻታት ብሓባር ናይ መፍትሒ ኣንፈት ክቕመጡ ኢም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ካቢኔ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሃሰንን ሚኒስትር መዓድን ታከለ ኡማን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ከምኡ እውን ኣብ ምፍራይ ወርቂ ዝተዋፈሩ ኣፍረይቲ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.