Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኤዥያ-ፓሲፊክን ኣፍሪካን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣብ በዓል መዚ ኢንቨስትመንት ኳታር ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኤዥያ-ፓሲፊክን ኣፍሪካን ሼክ ፋይሰል ቢን ታኒ ኣል-ታኒን ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ፍሰስ መዋእለ ንዋይ ኣብ ምርኣይን ምስፋሕን ዝጠመተ ምንባሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.