Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ንዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ልዑል ሓለዋ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ሓለዋ ኢንቨስትመንት ንምግባር  ልዑል ጠመተ ብምሃብ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ።

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ማሕበር ኣባላት ኣብ ሃገርና ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት መብርሂ ሂቦም።

ኣብቲ ዘተ ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማን ኣመራርሓ እቲ ኮሚሽንን ካብቶም ኣባላት ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂ ሂቦም።

ኣብ ምላሾም፥ መንግስቲ ንዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ልዑል ሓለዋ ከምዝገብር ተዛሪቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.