Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ዳይሬክተር ጄኔራል ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣልያን ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ዳይሬክተር ጄኔራል ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ቁ ዶንግዩ ተዛቲየን።

ኣምባሳደር ደሚቱ መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ዘለዎ ቁርፀኝነት ኣብሪሀን።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወረራ ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ኣብ ልዕሊ ዓውዲ ሕርሻ ፅዕንቶ ከምዘሕደረ ኣረዲአን።

እቲ ግብረ ራዕዲ ኣማራፅታት ሰላም ብምሕሳም ናይ ጥፍኣት ኲናት ምቕፃሉ በዚ እወን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ ይፍፅም ከምዘሎ ገሊፀን።

ናውቲታት የዕኑን ሰብኣዊ ሓገዝ ንኲናት ይጥቀ|ም ከምዘሎን ኣገንዚበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.