Fana: At a Speed of Life!

ንእዋናዊ ጉዳያት ዝውዕል ዓለም ለኸ ምልዕዓል መተኣኻኸቢ እቶት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ገንዘብን ምስ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ብምትሕብባር ንእዋናዊ ጉዳያት ዝውዕል ዓለም ለኸ ምልዕዓል መተኣኻኸቢ እቶት ኣጀሚሮም።

እቲ መተኣኻኸቢ እቶት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ እንትኸውን ትማሊ ብቨርችዋል ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖን ኣብ ኩለን ሃገራት ዝርከቡ ኤምባሲታት እቲ ምልዕዓል ምትእኽኻብ እቶም ንከቐፅልዎ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ኣምባሳደር ብርቱካን፥ ኩለን ኤምባሲታትን ሚሲዮናትን ቴክኖሎጂ ብምጥቃም እቲ ስራሕቲ ንክዓማ ምሕታተን ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.