Fana: At a Speed of Life!

ዊሊያም ሩቶ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዊሊያም ሩቶ 5ይ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም።

ኣብቲ በዓለ ሲ፣ት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሐዊሱ መራሕቲ ብዙሓት ሃገራትን ዲፕሎማሰኛታትን ተረኺቦም፡፡

ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ÷ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ልዕሊ 50 ሚኢታዊ ዝኾነ ድምፂ መረፃ ብምርካብ ምዕዋቶም ይዝከር፡፡

ልዕሊ 14 ሚሊየን ኬንያውያን ድምፂ ዝሃቡሉ መረፃ ኬንያ÷ ኣርባዕተ ሕፁያት ተናሓኒሖምሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.