Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ተፈቲሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ካብ ማእሰርቲ ከምዝተፈትሑ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ኣፍሊጡ።

እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም ብኣተሓባባራይነት እቲ ኤምባሲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.