Fana: At a Speed of Life!

ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት መዓልቲ ወልንታዊያን ብሓባር ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሚኒስቴር ትምህርቲ፣ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን  መዓልቲ ወልንታዊያን ብሓባር ኣኽቢሮም።

እቶም ሚኒስቴራት ብሓባር ኣብ ዘሰናድእዎ መርሃ ገብሪ ሙሉእ መዓልቲ፥ ኣብ ቀዳማይ ብርኪን ካልኣይ ብርኪን ቤት ትምህርቲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሚኒሊክ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣኽቢረምዎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፅሬት ኣብያተ ትምህርቲ፣ ተኸላ ፈልሲ፣ ፃህያይ፣ ኮስኳስን ክንክንን ፈልሲ ተሳሊጡ።

ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌስር ብርሃኑ ነጋን ካልኦት ኣጋይሽን ከምዝተረኸቡ አወነ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.