Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዝተሃነፀ መዋእለ ህፃናት መሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዝተሃነፀ መዋእለ ህፃናት ሎሚ መዓልቲ  መሪቐን።

ኣብ ከተማ ለገጣፎ ለገዳዲ ዝተሃነፀ እቲ መዋእለ ህፃናት ትሸዓተ መምሀሪ ክፍሊን ካልኦት ምምሕዳር ቢሮታትን ዝሓዘ እዩ ተባሂሉ፡፡

ኣብቲ ምረቓ መርሃ ግብሪ ምክትል ሓላፊ ትምህርቲ ቢሮ ኦሮሚያ ወ/ሮ መገርቱ መሓመድ፣ ምምሕዳር ከተማ ለገዳዲ ለገጣፎ ኣይተ በሪሶ ተመስገንን መስራቲን ኣቦ ወንበርን ዲቦራ ፋውንዴሽንን ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ ተረኺቦም፡፡

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሕፅረት ኣእምሮ ዕብየት ዘለዎም ህፃናት ተስፋ ሃገርን  ስድራን ብምዃኖም፤ግልጋሎት ትምህርቲን ሕክምናን ንክረኽቡ ሓገዝ ክግበረሎም ይግባእ ኢለን፡፡

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.