Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መብርሂ ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ሂቦም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝገብሮ ዘሎ ፅሕተራን መንግስቲ ዝወስዶ ዘሎ ፃዕሪ ሰላምን ገሊፆም።
መንግስቲ ነቲ ኲናት ብሰላም ንምፍታሕ እንትዳሎ ገብረ ራዕዲ ህወሓት ግን ንካሊእ ዙር ኲናት ሰገናት መልሚ9ሉ ብምስልጣን እናተዳለወ ከምዝነበረን ገሊፆም።
ብመሰረት እዚ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘቐመጦ ኣማራፂ ሰላም በምሕሳም 18 ነሓሰ ሳልሳይ ዙር ኲናት ከምዝጀመረ ገሊፆም።
ብዘመን በየነ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.