Fana: At a Speed of Life!

42 ሰብ ሃፍቲን ውልቀ ኣልማዕቲን ናብ  ቡልቡላ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ክኣትዉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)42 ሰብ ሃፍቲን ውልቀ ኣልማዕቲን ናብ  ቡልቡላ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ከምዝኣትዉ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።

እቲ ፓርክ ህንፀቱ ብምዝዛም ሰብ ሃፍቲን ሰብ ውልቀ ኣልማዕቲን ብዝሓሸ ብርኪ ንምጥቃም ሙሉእ ምድላው ምዝዛሙ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣብቲ ፓርክ 135 ሰብ ሃፍቲ ናይ ምትእንጋድ ዘለዎ እንትኸውን፥ 42 ዝኾኑ ሰብ ሃፍቲን ውልቀ ኣልማዕቲን ንምእታው ቃል ከምዝተኣተወ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ መንግስቲ ሽግግር ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ዕላዊ ንምግባር ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ምውዳድ ግብርና ቡልቡላ፣ ይርጋለም፣ ቡሬ የግብርና ማቀነባበሪያ ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዘእተወ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ ኢንቨስት ዝገብሩ ሰብ ሃፍቲ ይምዝገቡ ከምዘለዉ ተዛሪቦም።

ክሳብ ሐዚ ኣብ ሰለስተ ፓርኪታት 94 ሰብ ሃፍቲ ከምዝተመዝገቡ ድማ ገሊፆም።

ካብዚኦም እቶም ሽዱሽተ ሰብ ሃፍቲ ምፍራይ ከመዝጀመሩ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.