ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣብ ምርምርን ልምዓት ሓይሊ ሰብን ተሓባቢሮም ንምስራሕ ተሰማሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ኢንስቲትዩትን ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣብ ምርምርን ልምዓት ሓይሊ ሰብን ተሓባቢሮም ንምስራሕ ተሰማሚዖም።
ብተወሳኺ እውን እቲ ሰምምዕነት፤ ብመሰረት ቴክኖሎጂ ልምዓት ምልማዕ፣ ብምርምርን ልምዓትን፣ ብልምዓት ሓይሊ ሰብ ካልኣይን ሳልሳይን ዲግሪን ኢሉውን እቶም ፕሮጀክትታት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኢንጂነር ወርቁ ጋቸና ገሊፆምⵆ
ኮማንዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ሜ/ጀኔራል ሃብታሙ ጥላሁን ከምዝገለፅዎ፤እቲ ስምምዕነት ክልቲአን ትካላት ዘለዎም ሓይሊ ሰብን ሃብትን ብሓባር ብምጥቃም ንዕውትነት እዛ ሃገር ብሓባር ንምስራሕ የኽእል እዩⵆ
እቲ ስምምዕነት ተፈፃሚ ንምግባር ካብ ክልቲአን ትካላት ኮሚቴ ቴክኒክ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእⵆ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።