ኣመራርሓ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ሰብ ዋና ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ይመያየጡ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ሰብ ዋና ኣፍረይቲ ፓርክ ሃዋሳ ኢንዱስትሪ ይመያየጡ ኣሎ።
እቲ ዘተ፥ ኣብቶም ኢንዳስትሪታት ዘለዉ ፀገማት ብምፍታሕ “ሃገራዊ ምንቕናቕ ኢትዮጵያ ተፍሪ” ዕላዊ ብምግባር ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ንምስላጥ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እዋናዊ ኩነታት ቁመና እቶም ኢንዳስትሪታትን ዘጋጥሙ ዘለዉ ፀገማትን ዘርእይ መበገሲ ሰነድ ብምቕራብ ዘተ ይግበረሉ ከምዘሎ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።