ኢትዮጵያ ኣብ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ሃገራት ኣፍሪካ ንክሳተፋ ፀዊዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ሃገራት ኣፍሪካ ንክሳተፋ ፀዊዓ።
ቅድሚ እቲ ስሩዕ ጉባኤ ዝሳለጡ ጉባኤታት ኣካል ዝኾነ መበል 11 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣፍሪካ ብኣካልን ኦን ላይንን ጥምረት ኣብ ማላዊ ተኻይዱ።
ኣብቲ ጉባኤ ንኢትዮጵያ ብምውካል ዝተሳተፋ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ አሊ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ኣብ እተካይዶ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ሃገራት ኣፍሪካ ንክሳተፋ ፃውዒት ኣቕሪበን።
እቲ ኣብ ማላዊ ዝተኻየደ ጉባኤ ዓብዪ ተመክሮ ከምዝተረኸበ ገሊፀን።
ስለዝኾነ ኢትዮጵያ እቲ ቀፃሊ ጉባኤ ብዓወት ንምክያድ ዘለዋ ድልውነት ኣረጋጊፀን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።