ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ልዕሊ 500 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንክርከብ ከምዝገበሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 500 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንክርከብ ከምዝገበሩ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ።
ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዓውዲ ኣፍረይት ኢንዱስትሪታት፣ ሰብ ሃፍቲን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።