ኢትዮጵያ ን ጅቡቲን ተርሚናል መፍረ እንስሳት ዶራሌህ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ን ጅቡቲን ተርሚናል መፍረ እንስሳት ዶራሌህ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ዘኽእል መዘክር ስምምዕነት ከቲመን።
እቲ ተርሚናል፥ ኢትዮጵያ ሃፍቲ እንስሳት ብዝግባእ ናብ ወፃኢ ንክትልእኽ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ብተወሳኺ ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር ሑሴንን ሚኒስትር ግብርና ጅቢቲ ሙሀመድ ኣሕመድን ክታሞም ከምዘንበርሉ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵየያ ኣብ ጅቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።