ሕብረት ኣውሮፓ ክሳብ ሐዚ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ዝዋግኦም ሃፍቲታት ሩሲያ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ክሳብ ሐዚ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ዝዋግኦም ሃፍቲታት ሩሲያ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ።
እቲ እገዳ ሩሲያ 24 ለካቲት 2022 ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍፃማ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኮሚሽነር ፍትሒ እቲ ሕብረት ዲዲየር ሬይንደርስ፥ ካብ መንጎ እቲ ዝተኣገደ ልዕሊ 12 ቢሊየን ዝኸውን ኣብ ሓሙሽተ ኣባላት ሃገራት እቲ ሕብረት ከይንቀሳቐስ ዝተኣገደ ኢዩ አሎም።
ብተመሳሳሊ እቲ ሕብረት ንዩክሬን 1 ቢሊየን ዶላር ደገፍ ከምዘፅደቐ ኣ ርቲ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።