ምትሕብባር ትካላት ዘፈር ቱሪዝም ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ዘሎ ግደ ብብቕዓት ንኽዋፃእ ዘኽእል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ክልቲኦም ትካላት እኹል ሓይሊ ሰብ ምስ ምቕራብን ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ሓሊፉ ዘፈር ቱሪዝም ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ዘሎ ግደ ብብቕዓት ንኽዋፃእ ዘኽእል ከምዝኾነ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን።
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር ቱሪዝምን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡
እቶም ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ብሓር ንምስራሕ ዝተስማዕምዑሎም ዓውዲታት ምትሕብባር፥ ልምዓት ሓይሊ ሰብን ቴክኖሎጂን፣ ኣተሓሳስባ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ፈጣሪ ስራሕን ከምኡ ድሕንነት ሞያን ጥዕናን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ወ/ሮ ሙፈሪሃት በስምምነቱ ላይ ባደረጉት ንግግር÷ ከዚህ ቀደም ሁለቱ ተቋማት በስልጠናና ሥራ ዕድል ፈጠራ ላይ ጅምር ጥረቶች እንደነበራቸው አስታውሰው÷ የአሁኑ ስምምነት ስራውን በላቀ ደረጃ ተቋማዊ መልክ እንዲይዝና እና ቀጣይነት እንዲኖረው ለማድረግ ያለመ ነው ማለታቸውን የሥራና ክህሎት ሚኒስቴር መረጃ ያመላክታል
ወይዘሮ ሙፈሪያት ኣብቲ እዋን ስምምዕነት ብዝገበረኦ መደረ፥ ምትሕብባር ክልቲኦም ትካላት እኹል ሓይሊ ሰብ ምስ ምቕራብን ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ሓሊፉ ዘፈር ቱሪዝም ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ዘሎ ግደ ብብቕዓት ንኽዋፃእ ዘኽእል ከምዝኾነ ተዛሪበን፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com