Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውሕስነት ማይ፣ ምግብን ኢነርጂን ዝጠመተ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሕስነት ማይ፣ ምግብን ኢነርጂን ዝጠመተ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ፥ ፍሎሪዳ ኢንተርናሽናል ዩኒቨርስቲ ም ማእኸል ምርምር ማኔጅመንት ማይ ኣፍሪካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ዝተሰናደአ ኢዩ።

ዕላምኡ ድማ፥ ሰብ ሞያ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ኣብ ኣተሓሕዛን ኣጠቓቕማን ተፈጥሮን ሃፍቲ ማይን ከምኡውን ኣብ ክሊ ውሕስነት ኢነርጂ ዘለዉ ተመክሮታት ንክለዋወጡ ምኽኣል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ሐብታሙ ኢተፋ፥ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ከይዲ ምዕባለ ኣብ ሸትኡ ንምብፃሕ ሃፍቲ ማይ ብኣግባቡ ምጥቃም ይግባእ ኢሎም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.