ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ልዕሊ 138 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ተንከፍ ናብ ትግራይ ተላኢኾም-ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ልዕሊ 138 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ተንከፍ ናብ ትግራይ ተላኢኾም ክብል ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚኝን ኣይተ ምትኩ ካሳ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ ን5 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ዝተፈላለዩ ደገፋት ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።
በዚ እውን 138 ሺሕን 164 ሜትሪክ ቶን ምግቢን ልዕሊ 16 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲን ተዋሂቡ ኢሎም።
ብተወሳኺ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ብመልክዕ ደገፍ ከምዝተገበረ ገሊፆም።
ብምንይችል ኣዘዘው
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።