Fana: At a Speed of Life!

መራሕቲ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ይዝትዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣብ ሞንጎ ዓመፅቲ ዝተፈጠረ ጎንጺ መዕለቢ ንምእላሽን ኣብ ኬንያ እናዘተዩ ምዃኖም ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ዘሰናድኡዎ ኣኼባ ዝተረኸቡ እቶም መራሕቲ፥ ኣብ እዋናዊ ስግኣት ድሕንነት ዴሞክራቲክ ኮንጎን ንምዝታይ ከምዝኾነ ዘ ኢስት ኣፍሪካ ፀብፂ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ዘተ መራሕቲ ኬንያ፣ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ፣ ሩዋንዳ፣ ቡሩንዲን ዩጋንዳን ተሳቲፎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.