ዓቕሚ ኣመራርሓ ትካላት ፈትሒን ሕጊን ንምጉልባት ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲቲዩት ሕጊን ፍትሒን ፌዴራል ዓቕሚ ኣመራርሓ ትካላት ፈትሒን ሕጊን ንምጉልባት ዝዓለመ መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ላዕለዎት ኣመራርሓ ላዕዋይ ቤት ፍርዲ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን፣ ዓቀብቲ ሕጊን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣምባሳደር ደግፌ ቡላ፥ ዜጋታት ዘልዕልዎም ሕቶታት ፍትሒን ተረባሕነተን ምላሽ ንምሃብ ብቕዓት ኣመራርሓ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።
ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ መሰረታዊ ፀገማት ሕብረተሰብ ዝፈትሑ ተግባራት ለውጢ ምክያዶም እውን ተዛሪቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።