Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነራት ሃገራዊ ዘተ ምስ ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ከልል ሲዳማ ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ሃገራዊ ዘተ ምስ ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ከልል ሲዳማ ይዛተዩ ኣለዉ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን አርአያ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት ኮሚሽን ተረኺቦም።

ፕሮፌሰር መስፍን ኣርአያ÷ እቲ ኮሚሽን ድሕሪ ምጥያሹ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝተፈፀሙ ቅድመ ምድላዋት ኣብሪሆም።

እቲ መድረኽ ኣብ ቀፃሊ ንዝስርሑ ስራሕቲ ክልላት ዝህልዎም በፅሒት ብዝምልከት ሰፊሕ ዘተ ከምዝገብር ተገሊፁ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.