Fana: At a Speed of Life!

ካልኣይ ክፋል ሓዱሽ ወግዒ “መግለፅታትን ውፅኢትን ፅንፈኝነት” ብዝብል ርእሲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ክፋል ሓዱሽ ወግዒ “መግለፅታትን ውፅኢትን ፅንፈኝነት” ብዝብል ርእሲ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።

ኣብቲ መርሃ ገብሪ ሓኪም ስነ ኣእምሮ ዶክተር ምሕረት ደበበ፣ ፕሮፌሰር ጄይላን ወልይ ካብ ዩንቨርስቲ ሃሮማያ፣ ዶክተር ሰለሞን ተሾመ ሓሳብ ብምቕራብ ተሳቲፎም።

ምክትል ዋና ኣሰናዳኢ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን ኣመት ኣሕመድ ነቲ ክፍለ ጊዘ ኣጠዓዒማ።

ዶክተር ምህረት፥ “ማእኸል ንስራሕ እንትኸውን ፅቡቕ ኣይኮነን፤ ጫፍ ክበፅሕ ኣለዎ። ፅንፈኝነት ግን ፃፍ ዘይኮነስ ናብ ማእኸል ኢዩ ክሰሓብ ዘለዎ” ኢሎም።

ብተወሳኺ ፅንፈኝነት ዓብላላይ ንምዃን ካብ ምድላይ ዝብገስ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ፕሮፌሰር ጄይላን ወልይ በግደኦም፥ “ፅንፈኝነት መበገሲኡ ፖለቲካዊ ኢዩ፤ ብባህሪኡ ድማ ዕንወት ኣለዎ” ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.