Fana: At a Speed of Life!

ወተሃደራዊ ምድላው ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣዝዩ ከምዝወሰኸ  ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ምድላውን ኩለ መዳይ ዓቕሚን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣዝዩ ከምዝወሰኸ  ቢሮ ጀኔራል ኢንስፔክተር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቢሮ ሌተናንት ጄነራል ድሪባ መኮንን÷ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ዕንቅፋታት ብምሕላፍ ግዴትኡ ምፍፃም ዝኽእል ዓቕሚ ከምዝተሃነፀ ተዛሪቦም።

እቲ ሰራዊት ሃገር ንምፍራስ ንዝመፅእ ወራሪን ፀረ ሰላምን ሓይሊ ምድምሳስ ከመዝኽእለ ተተሊሙ ዝተቐረፀ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ እዚ ድማ ብብቑዕ ስልጠና፣ ስነ ኣእምሮ ጥንካረን ኩለ መዳይ ናውቲን ኣተኣማማኒ ከምዝኾነ ምርግጋፁ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.