Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሃፍቲታት ሃገር ብኮንትሮባንድ ንግዲ ዶብ ተሳጊሮም ከይወፅኡ ምክልኻል ክዝግባእ ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሃፍቲታት ሃገር ብኮንትሮባንድ ንግዲ ዶብ ተሳጊሮም ከይወፅኡ ምክልኻል ክዝግባእ ኣገንዚቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፥ ድንበር ተሻጋሪ ንግዲ ኮንትሮባንድ ሃገር ካብ ሕጋዊ ንግዲ ትረኽቦ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ዘስእን ዓብዪ ፈተና ኮይኑ ከምዝፀንሐ ገሊፆም።

“ከፍታውትና፣ ቡናና፣ ወርቅናን ፍርያት ዝራእቲናን ብኮንትሮባንድ ዶብ ተሳጊሮም ከይወፅኡ ምክልኻልና ክንቅፅል ይግባእ” ክብሉ ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.