Fana: At a Speed of Life!

ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ከምዝተሸሙ ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ሃሰን ሼህ ማህሙድ የሶማሊያ÷ ንሃምዛ ኣብዲ ባሬን ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ገይሮም ከምዝሾሙዎም ሲ ጂቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡

ሃምዛ ኣብዲ ባሬ፥ ካብ ግዝኣት ጁባላንድ ግዛት ብሕዝቢ ዝተመረፁ ኣባል ፓርላማ እታ ሃገር ኢዮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስር፥ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ካቢኔኦም ከጣይሹ ኢዮም ዘብልት ትፅቢት ኣሎ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.