ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ልቓሕ 22 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ልቓሕ 22 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን።
እቲ ልቓሕ ኣብ ባዕኸር፣ ቡልቡላ፣ ቡሬ፣ይርጋለም ንዘለዉ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዋደደ መቀነባበሪ ግብርና ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ሉዊጂ ዲ ማዮን ክታሞም ኣንቢሮሙሉ።
እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያን ጣሊያንን ዘለወን ምትሕብባር ኢኮኖሚ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ኣይተ ኣሕመድ ተዛሪቦም።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ሉዊጂ ዲ ማዮ ብግደኦም፥ እቲ ስምምዕነት ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ዘጠናኽር ከምእትደሊ መርኣያ ኢዩ ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።