ካዋሳኪ ኢንዱስትሪ ጃፓን ንኣረጋውያን ይሕግዝ ኢዩ ዝበሎ በዓል ኣርባዕተ እግሪ ሮቦት ኣፋሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካዋሳኪ ኢንዱስትሪ ጃፓን ዕድመ ዝደፍኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ክጥቀሙሉ ኢዮም ዝበሎ በዓል ኣርባዕተ እግሪ ሮቦት ኣፋሊጡ።
“ቤክስ” ዝብል መፀውዒ ዝተውሃቦ ሮቦት ብኣርባዕተ እግሩ ክንቀሳቐስ ዝኽእል እንትኸውን፥ ኣብ ልሙፅን ምድርቤት ዘይብሉ ክፋል መሬትን ብቕልጡፍ ክጓዓዝ ዝኽእል ኢዩ ተባሂሉ፡፡
እቲ ሮቦት እርጋን ዝተፀዓዓኖም ክፋላት ማሕረሰብ ካብ ቦታ ናብ ቦታ እንትጓዓዙ ንምሕጋዝ ኢዮም ተባሂሉ።
ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ፣ ልምዓት ደኒን ኢንዱስትሪን ሰባት ከበድቲ ፅዕነታት ከጓዓዕዙሉ ከምዝኽእሉ እውን ተሓሩ፡፡
ፍልፍል፦ ኣልጀዚራ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B
5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።