ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 15 ጉባኤ ሰብኣዊ ሓገዝን ቃል ኪዳንን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ መበል 15 ጉባኤ ሰብኣዊ ሓገዝን ቃል ኪዳንን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ።
ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዝሕብሮ፥ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ መኽፈቲ ጉባኤ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እውን ተሳቲፈን፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ መበል 15 ጉባኤ ሰብኣዊ ሓገዝን ቃል ኪዳንን ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ትማሊ ናብ ከተማ ማላቦ ምእታዎም ይፍለጥ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።