Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኣህጉራዊ ቁጠባዊ ዕቤትን ኣፍሪካ ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኣህጉራዊ ቁጠባዊ ዕቤትን ኣፍሪካ ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ “ንፈጠርቲ ዕድል ስራሕ ናፃ ምውፃእ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዳራሽ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዩ እናተካየደ ዝርከብ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፔዮ ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም፥ ኣብ መንፅር ፈጠራ ዕድል ስራሕ ቁጠባዊ ዕቤትን ኣፍሪካ ቀፀልቲ ኣንፈታት ኣመልኪቶም መደረ ኣስሚዖም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.