Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ሊያ ታደሰ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ዝግበሩ ደገፋት ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ፃውዒት  ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ኩነታት ንዝተጎድኡ ከባቢታት ዝግበሩ ደገፋት ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ፃውዒት  ኣቕሪበን።

እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከምዝበልኡ፥ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ጥዕና፣ ስነ ምግብን ንፅህናን ኣብ ምላሽ ሃንደበታዊ እዋንን አግሪ ምትካለን ዘድሃበ ዘተ ምክያዳን ሓቢረን።

እቲ ዘተ ብፍላይ ኣብ ጎንፂ ዝነበሩ ክልታት ትግራይ፣ ዓፋር፣ ኣምሓራ፣ ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ከምኡወን ደርቂ ኣብ ዘጋጠመን ክልላት ኦሮሚያ፣ ሶማሌ፣ ደቡብን ደቡብ ምዕራብን ዝግበር ደገፍ ክብ ኣብ ምባል ዘድሃበ ከምዝነበረ ተዛሪበን።

ዶ/ር ሊያ፥ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ዝግበሩ ደገፋት ናውቲን ካልኦተን ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ነቶም መዳርግቲ ኣካላት ፃውዒት  ኣቕሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.