Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ፍሊሚንግ ሞለር ሞርቴንሰን ተዛቲዮም።

ኣብቲ እዋን ዘተ ዝፀንሐ ምሕዝነት ልምዓት ኢትዮጵያን ዴንማርክን ዘልዐሉ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኣብቲ እዋን ጎንፂ እታ ሃገር እቲ ምሕዝነት ልምዓት ክቕፅል ምግባራ ኣመስጊኖም።

ክልቲኦም ሚኒስትራት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኣድሂቦም ምዝታዮም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.