Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኢንተርኔት 29 ነጥቢ 83 ሚሊየን ከምዝበፅሐ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኢንተርኔት 29 ነጥቢ 83 ሚሊየን ከምዝበፅሐን ቅልጣፈ ተጠቀምቲ ርክብ መርበብ ሓበሬታ እማወሰኸ ምምፅኡን ኣብዚ ሰሙን ዝተኻየደ ሓደ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ።

ቁፅ ህዝቢ ኢትዮጵያ 119 ነጥቢ 3 ሚሊየን ገይሩ ዝተሰርሐ እቲ መፅናዕቲ፥ ኣብ ኢትዮጵያ 29 ነጥቢ 83 ሚሊየን ተጠቀምቲ ኢንተርኔት ክዘለዉ ኣመልኪቱ፡፡

እዚ ቁፅሪ ብመንፅር ቁፅሪ ህዝቢ 25 ሚኢታዊ ከምዝኾን ኣብ ኢትዮጵያን ተጠቀምቲ ሞባይልን መርበብ ሓበሬታን ከምኡ እውን ቅልጣፈ ተጠቀምቲ ርክብ መርበብ ሓበሬታ እናወሰኸ ምምፅኡን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.