Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንደቡብ ሱዳን ንምቕራብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንደቡብ ሱዳን ንምቕራብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲማ።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ሃብታሙ ኢተፋን ሚኒስትር ማይን ሓፅቢን ደቡብ ሱዳን ፒተር ማርሴሎ ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

ከልቲአን ሃገራት ካብ ምትሕብባር ፖለቲካ ብዝዘለለ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዘለወን ምትእስሳር ንምጥንኻር ይሰርሓ ከምዘለዋ ተገሊፁ።

ኣብቲ ስምምዕነት ኣብ ቀዳማይ ዙር 100 ሜጋ ዋት ሓይሊ ዝቐርብ እንትኸውን፥ ኣብ ከይዲ ድማ መሰረተ ልምዓት ብምጥንኻር መጠን እቲ ሽይጣት ናብ 400 ሜጋ ዋት ክብ ንምባል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.