ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 443 ብዓል ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት በድምቀት ተኸቢሩ።
ኣብቲ በዓል ምእመናን ንሶላት ዒድ ካብ መንበሪኦምብምውፃእ ብመሰረት ሃይማኖት ዝእዝዞ ብምትእኽኻብ ፍፁም ሰላም ብዝዓሰሎ ኩነታት ብታሕጓስ ምኽባሮም ተገሊፁ።
እቲ በዓል ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ፣ ዓፋር፣ ሃረሪ፣ ኣምሓራ፣ ሶማሌ ኢዩ ተኸቢሩ።
ብመሰረት እዚ ዝተፋላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ እተን ክልላት ኣብቲ ስነ ስርዓት ምስታፎም ተገሊፁ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣብቲ መርሃ ገብሪ በምርካብ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል እነኽብሮ ኣብ ክልለና ድርቂ ኣብ ዘጋጠመሉ እዋን ኢዩ ኢሎም።
ይኹን አንበር መንግስቲ ነቲ ድርቂ ግቡእ ምላሽ ብምሃብ ዜጋታት ከድሕን ምኽኣሉ ገሊፆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።