Fana: At a Speed of Life!

ብዙሓት ሃገርና ንምግልጋልን ዓባይ ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባርን ክብሉ መስዋእትነት ከፊሎም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ሃገርና ንምግልጋልን ዓባይ ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባርን ክብሉ መስዋእትነት ከፊሎም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ዋግኽምራ ከተማ ሰቆጣ ማእኸላዊ እዝን እቲ ማሕበረሰብን ጎብኒዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መስ ጀጋኑ ኣባላት ብሄራዊ ሓይሊ ማእኸላይ እዚ ብምሕላፈይ ክብሪ ይስመዐኒ ኢሎም።

ብዙሓት ሃገርና ንምግልጋልን ዓባይ ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባርን ክብሉ መስዋእትነት ከፊሎም ክብሉ እውን ገሊፆም።

መስዋዕትነት፣ ትግሃት፣ ፍልጠት፣ ርህራሄን ሓድነትን ሃገርና ክትበፅሖ ናብ ዝግበኣ ብራኸ ከሻግሩዋ ኢዮም ኢሎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.