Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወደብ ጂቡቲ ዝበፅሐ 50 ሺህ ሜትሪክ ቶን ዩሪያ ምጉዕዓዝ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ጂቡቲ ዝበፅሐ 50 ሺህ ሜትሪክ ቶን ዩሪያ ዘበዊ ድኹዒ ምጉዕዓዝ ተጀሚሩ።

ክሳብ ሐዚ “ኤን.ፒ.ኤስ.ቢ” ን “ኤን.ፒ.ኤስ” ዝተብሃለ ዘበዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝኣተወ ተገሊፁ።

ዛሬ ደግሞ ዩሪያ ወደ ሀገር ውስጥ የማጓጓዝ ሥራ መጀመሩን ከባህርና ትራንስፖርት ሎጀስቲክስ ድርጅትያገኘነው መረጃ ያመለክታል፡፡

ሎሚ ድማ ዩሪያ ናብ ውሽጢ ዓዲ ናይ ምጉዕዕዝ ስራሕ ከምዝተጀመረ ካብ ትካል ባሕሪን ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.