Fana: At a Speed of Life!

እተማቕልዎ እንተዘይሃለወ እኳ ዘለኩም ፍቕሪ ኣርእዩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ከተማ ይካየድ ኣብ ለዞ መርሃ ገብሪ ምክፋል መኣዲ ዝተረኸባ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ፥ እተማቕልዎ እንተዘይሃለወ እኳ ዘለኩም ፍቕሪ ኣርእዩ ክብላ ተዛሪበን።

ምምሕዳር እታ ከተማ ሎሚ መዕልቲ ኣብ ዝገበሮ ምምቓል መኣዲ፥ ብብርኪ ከተማ ልዕሊ 195 ሺሕ ዜጋታት በቲ መኣዲ ተኻፊሎም ኢዮም።

ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ነቲ ምምቓል መኣዲ ብምጅማር ብብርኪ ከተማ ን2 ሺሕ ሰባት መኣዲ ኣካፊለን።

እተን ከንቲባ፥ መስ ህዝብና ሓቢርና ከምዘለና፣ ብዛዕባ ሀዝብና ከምእንሓስብን ከምእንጭነቕን ካብ ዘለና ብምክፋል ህዝቢ ከምእነገልግል አንገልፀሉ ስነ ሰርዓት ኢዩ ኢለን።

ዕላምኡ ድማ፥ ሐዚ ዘሎ ልዑል ናህሪ ዕዳጋ ምቅላልን ምድጋፍን ከምዝኾነ ተዛሪበን።

ብመሰረት እዚ ደጋፊ ዘይብሎም ወገናት ናብረኦም ብምርኣይ ዝተፈላለዩ ደገፋት ክግበረሎም ከምዝግባእ ሓቢረን።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.