Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 194 ሺሕ ንዝኾኑ ወገናት መርሃ ገብሪ ምክፋል መኣዲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ልዕሊ 194 ሺሕ ንዝኾኑ ወገናት መርሃ ገብሪ ምክፋል መኣዲ ይካየድ ኣሎ።

እቲ መርሃ ግብሪ ብብርኪ ከተማ፣ ክፍለ ከተማን ወረዳን ከመዝካየድ ተገሊፁ።

“ሓድነትና፣ ዘለና መክፋልና ኢትዮጵያዊ መግለፂና” ብዝብል መሪሕ ቃል ይካየድ ከምዘሎ እወን ካብ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.