Fana: At a Speed of Life!

ዝናብ ፅድያ ከስዕቦ ዝኽእል ሓደጋ ንምፅዋር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዝናብ ፅድያ ከስዕቦ ዝኽእል ሓደጋ ንምፅዋር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ልዝብ ተገይሩ።

ላዕለዋይ ኮሚቴ ምላሽ ድርቂ ክልል ሶማሌ ስሩዕ ጉባኤ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ኩነታት ድርቂን ምላሽን ምውቃዕ ዝጀመረ ዝናብ ፅድያ ከስዕቦ ዝኽእል ሓደጋ ምፅዋር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ምይይጥ ተገይሩ።

ከምኡ እውን ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት መንግስቲ ዝጀመሮ ስራሕቲ ህፁፅ እዋን ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግበኦ፤ እዋኑ ናይ ዝናብ እዋን ስለዝኾነ ዝናብ ከስዕቦ ካብ ዝኽእል ሓደጋ ኣመልኪቱ ግንዛበ ሕብረተሰብ ምዕባይ ከምዝግባእን ኣቐዲሙ ዝተጀመረ ቅድመ ምድላው ተጠናኺሩ ክቕፅል ዘለዎ ጉዳይ ምዃኑ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበፅሐ ካብ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.