Fana: At a Speed of Life!

መዕወኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዕወኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ።

እቲ ውልቀ ሰብ ብቁፅሪ 107 ፍረ ዝኸውን መዕኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ኣብ ምድላው እናሃለወ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብዝገበሮ ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓሎ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ኣፍሊጡ፡፡

እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ናብ ክል ኣምሓራ ከባቢ ጎንደር ንምውሳድ ትልሚ ዝነበሮ ውልቀሰብ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ከባቢ ላምበረት ኣብ ዝርከብ ሆቴል እናሃለወ ክሕዞ ከምዝኸኣለ ፖሊስ ገሊፁ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.