Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ብመተግበሪ ክፍሊት ቴሌ ብር ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብመተግበሪ ክፍሊት ቴሌ ብር ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክፍሊት ትኬት ኣየር ምፍፃም ዘኽእል ስምምዐነት ገይሮም።

ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ፥ “ክልቲኦም ግዙፋት ትካላት ዝገበርዎ ስምምዕነት ከም ሃገር ሀንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምስላጥ ዝተጀመረ ጉዕዞ ዘፋጥን ኢዩ” ኢለን።

ቁፅሪ ተረባሕቲ ቴሌ ብር ኣብ ሓፂር እዋን ይውስኽ ከምዘሎ እውን ተሓቢሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.