Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ቀፃሊ ሰሉስ ህፁፅ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ዝቕፅል ሰሉስ 10 ለካቲት 2012 ዓ.ም ህፁፅ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላልፍን ሽመታት ከምዘፅድቕን እውን ካብ ኤጀንሲ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣምሓራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.