Fana: At a Speed of Life!

ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓስራይ ምዕራፍ ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ዝሰናዳእ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ።

ፋና ላምሮት ምስ ሓደሽቲ ተወዳደርቲ ብቐጥታ ፈነወ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ክልተ ጉጅለ ዝተደበ 12 ተወዳደርቲ ዝሓዘ ኢዩ።

እቲ ን9 ሰሙናት ዝፀንሕ ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት፥ ኣብ መወዳእታ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ ተሓሪዮም በቢብርኮም 500 ሺሕ ብር ተሸለምቲ ክኾኑ ኢዮም።

ብመሰረት እዚ ቀዳማይ ዝወፅአ 200 ሺሕብር፣ ካልኣይ 150 ሺሕ ብር፣ ሳልሳይ 100 ሺሕ ብርን ራብዓይ ድማ 50 ሺሕ ብር ክሽለም ኢዩ።

ብተወሳኺ እቶም ናይ መወዳእታ ተወዳደርቲ ናብ ውድድር ናይ ሰዓርቲ ሰዓርቲ ምሕላፎም ከረጋግፁ ኢዮም።

ብፈቲያ ኣብደላ

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.